ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

መበል 14 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀዳም፣ ሰንበትን ሰሉስን ክሳለጥ እዩ።

መቐለ ጥሪ 25/2010(ድወት) ብ15 ነጥቢ ኣብ ታሽዓይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ብ19 ነጥቢ ኣብ መበል 6ይ ደረጃ ትርከብ ፋሲል ከተማ ቀዳም ስዓት ዓሰርተ ኣብ ስታድዮም ኣዲስ ኣበባ ክራኸባ እየን።

ሰንበት
 ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዳማ ከተማ ስዓት 8:00
 ወልዋሎ ዩኒቨርስድቲ ዓዲግራት ምስ ሃዋሳ ስዓት 9
 ጅማ ኣባጅፋር ምስ ወላይታ ድጃ ስዓት 9
 ኣርባምንጭ ምስ ድሬዳዋ ከተማ ስዓት 9
 መከላከያ ምስ ሲዳማ ቡና ስዓት 10
 ወልድያ ምስ ደደቢት ተናዊሑ

ሰሉስ ኾኾባት ሽቶ መቑፀርቲ
1ይ.ደደቢት…25 1. ጌታነህ ከበደ--9
2ይ.ቅዱስጊዮርጊስ…21 2. ኦኪኪ ኣፎላቢ..7
3ይ.ጅማኣባጅፋር…21 ኩሉሻ ኣልሓሰን..7
4ይ.ኣዳማ ….21
5ይ.መቐለ…21

ኣብ ሓደጋ ምውራድ ዝርከባ ጋንታታት ድማ
14. ኣርባምንጭ---10
15. ድሬዳዋ--9
16. ኢትዮ-ኤሌክትሪክ--9