ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

ጀርመን ክታበት ህፃናት ትህብ ኣላ

መቐለ ግንቦት 19/2009(ድወት) ጀርመን ክታበት ህፃናት ትህብ ከምዘየላ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር የጋጥም ብዘሎ ሞት ህፃናት ጀርመን ምስ ኣወሃህባ ግልጋሎት ክታበት ንህፃናት ድኽመት ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡

ሚኒስትር ጥዕና ጀርመን ሄርማን ጎሬ ኣብታ ሃገር ስግኣት ከይኸውን ይፍርሐሉ ዘሎ ምስሕሓብ ጭዋዳ መሰረት ተገይሩ ክታበት ይወሃብ ከምዘሎ ሓቢሮም፡፡

እዚ ብፍላይ ህፃናት ክወስድዎ ዝግባእ ክታበት ምልክታት እዚ ሕማም ዝተርኣየ ወይ ውን ዘይተኸተበ ህፃን እንተልዩ ወለዲን ኣባይቲ ትምህርቲ መውዐሊ ህፃናትን ሓበሬታ ክህባ ከምዝግባእ ገሊፁ ኣሎ፡፡

እቶም ሚኒስትር ጥዕና ከምዝገለፅዎ ብሰኣን ክታበት ክመውት ዝግባእ ሰብ ክህሉ የብሉን ኢሎም፡፡