መበል 14 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀዳም፣ ሰንበትን ሰሉስን ክሳለጥ እዩ።
መቐለ ጥሪ 25/2010(ድወት) ብ15 ነጥቢ ኣብ ታሽዓይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ብ19 ነጥቢ ኣብ መበል 6ይ ደረጃ ትርከብ ፋሲል ከተማ ቀዳም ስዓት ዓሰርተ ኣብ ስታድዮም ኣዲስ ኣበባ ክራኸባ እየን።
ሰንበት
ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዳማ ከተማ ስዓት 8:00
ወልዋሎ ዩኒቨርስድቲ ዓዲግራት ምስ ሃዋሳ ስዓት 9
ጅማ ኣባጅፋር ምስ ወላይታ ድጃ ስዓት 9
ኣርባምንጭ ምስ ድሬዳዋ ከተማ ስዓት 9
መከላከያ ምስ ሲዳማ ቡና ስዓት 10
ወልድያ ምስ ደደቢት ተናዊሑ
ሰሉስ ኾኾባት ሽቶ መቑፀርቲ
1ይ.ደደቢት…25 1. ጌታነህ ከበደ--9
2ይ.ቅዱስጊዮርጊስ…21 2. ኦኪኪ ኣፎላቢ..7
3ይ.ጅማኣባጅፋር…21 ኩሉሻ ኣልሓሰን..7
4ይ.ኣዳማ ….21
5ይ.መቐለ…21
ኣብ ሓደጋ ምውራድ ዝርከባ ጋንታታት ድማ
14. ኣርባምንጭ---10
15. ድሬዳዋ--9
16. ኢትዮ-ኤሌክትሪክ--9