ፅዋዕ ኣውዲካ ምሕላፍ ጋንታታት ኢትዮጵያ መዓስ ከምዝጅምር ዕላዊ ኾይኑ።

መቐለ መጋቢት 15/2010(ድወት) እቶም ግጥማት ካብ ወርሒ ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ንክካየዱ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ መጀመርያ ዙር ጋንታታት ትግራይ

ዓርቢ 12 ሚያዝያ

 ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ምስ ኣርባምንጭ ከተማ ስዓት 9 ኣብ ዓዲግራት ክትገጥም እያ።

ሮቡዕ 22 ግንቦት

 ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ምስ ጋንታ ከተማ መቐለ ኣብ ስታድዮም ኣዲስ ኣበባ ስዓት 11 ክራኸባ እየን።