ውድድር ኣትሌቲክስ ድያመንድ ሊግ 2018 ኣብ ዶሃ ኳታር ትማሊ ምክያድ ጀሚሩ።

መቐለ ሚያዝያ 27/2010(ድወት) -ብ1500 ሜትር ደቂ ተባዕትዮ

ቐዳማይ ኣትሌት ታሬሳ ቶሎሳ ብ3:35:07 ማይክሮሰከንድ ብምእታው እንትዕወት ካብ ኻልኣይ ክሳብ ሓምሻይ ኬንያውን ኣትሌታት ክወፁ ኽኢሎም እዮም።

ብ3000ሜትር ደቂ ተባዕትዮ

1ይ.ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጫላ በዮ ቐዳማይ ኾይኑ እንትዕወት

2ይ.ኪፕሶንግ…..ኬንያ

3ይ.ኪፕሮኖ….ኬንያ

4ይ. ኪፕዮጐ…ኬንያ

5ይ.ተስፋየ ዲባባ…..ኢትዮጵያ

7ይ.ሃይለማርያም ኣማረ…….ኢትዮጵያ