ፓርክ ኢንዳስትሪ ጅማ ክምረቕ እዩ…

መቐለ 30 መስከረም 2011(ድወት) ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀት ፓርክ ኢንዳስትሪ ጅማ ሓሙሽተ ጥቅምቲ ከምዝምረቕ ተፈሊጡ።

እዚ ፓርክ ብ71.6ሚልዮን ዶላር ብኩባንያ ሲሲሲሲ ኮንስትራክሽን ቻይና ዝህነፅ ዘሎ እዩ።

ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ኣብ 75 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ኮይኑ ኣብ ውሽጡ ትሽዓተ ሼዳት ዝሓዘ እዩ።

ኣብቶም ዝህነፁ ዘለዉ ሼዳት ኣልባሳትን ጨረቃመርቅን ከምኡ እውን ኣብ መፍረይቲ ንምንጣፍ ኩባንያታት ሰብ ሃፍቲ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ከምዝፈፀሙ ተሓቢሩ።