ዘላቒ ሰላም እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ህዝቢ ትግራይ ሓላፍነቱ ብዝግባእ ይፍፅም ከምዘሎን ንቅድሚት እዉን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉን ም/ር/ም/ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሓቢሮም ።