ኣታዊ ኢትዮ-ቴሌኮም …

መቐለ 18 ታሕሳስ 2011(ድምፂ ወያነ) ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ዋጋ ታሪፍ እኳ እንተንከየ ኣብዚ ርብዒ ዓመት ዝረኸቦ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ዓመት እንትነፃፀር ዝሓሸ ምዃኑ ተገሊፁ።

ኣብዚ ርብዒ ዓመት ዝረኸቦ ኣታዊ ምስ ሕሉፍ ዓመት እንትነፃፀር 330ሚልዮን ቅርሺ ሓለፋ ኣለዎ።

ሓላፊ ማኔጅመንት ፕሮግራምን ስትራቴጂን ኢትዮ-ቴሌኮም ኣይተ መህዲ ጀማል ከምዝበልዎ ኣብ ዋጋ ታሪፍ ምንካይ ድሕሪ ምግባር 9.16ቢልዮን ቅርሺ ኣታዊ ተረኺቡ እዩ።