ኣምባሳደራት ናብ ሃገሮም ክኣትዉ እዮም…

መቐለ 03 ጥሪ 2011(ድምጺ ወያነ) ንኹሎም ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ፃውዒት ከምዝተገበረሎም ተፈሊጡ።

ነቶም ኣምባሳደራት ፃውዒት ቐሪቡሎም ዘሎ ኣብ እዋናውን ዲፕሎማስያውን ጉዳያት ገለፃ ንክግበረሎም ዓሊሙ ምዃኑ እውን ተፈሊጡ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ካብ ቐፃሊ ሰሙን ጀሚሮም ናብ ሃገሮም ከምዝምለሱ እውን ተፈሊጡ።