ተሓባባሪት ፕሮፌሰር ዶ/ር ዘቢባ ዩኑስ ተሸላሚት 12 ሚልዮን ብር ኮይነን

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ተሓባባሪት ፕሮፊሰር ዶ/ር ዘቢባ ዩኑስ ተዓዋቲት ኣፍሪካ ሪሰርች አዋርድ ኮይነን።

ደቡብ ኣፍሪካ ሓውሱ ልዕሊ 700 ተመራመርቲ ምሁራን ኣብ ዝተሳተፍሉ መድረክ ኣፍሪካ ሪሰርች ኣዋርድ ብምውድዳር ተዓዋዊት 300,000 ፓውንድ (12 ሚሊዮን ብር) ኾይነን።

መንእሰይ ዶ/ር ዘቢባ ዩኑስ ንካልኦት ተመራመርቲ ደቂ ኣነስትዮ በሪ ዝኸፍት ስራሕ ምዃኑ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓቢሩ፡፡

እቲ ዩኒቨርስቲ ፀገም ሕብረተሰብ ዝፍትሑ ስራሕቲ ምርምር የሳልጥ ምህላው መርኣያ ዝኸውን ስራሕ ከምዝኾነ 'ውን ተሓቢሩ 'ዩ፡፡