ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 6ን 7ን ሕዳር 2012 ዓ.ም ክጅምር ኢዩ

ዓብይ ኮሚቴ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ዝጅምረሉ ዕለት ወሲኑ።

ብመሰረት እዚ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ሓለቓ ሚኢቲ ፈቃደ ማሞ ከምዝበልዎ እቲ ፕሪሚየር ሊግ 6ን 7ን ሕዳር 2012 ዓ.ም ክጅምር ኢዩ።

ስነስርዓት ምውፃእ ዕጫ ዝካየደሉ ቦታን ዕለትን ኣበ ቀረባ እዋን ከምዝግለፅ አውን ተሓቢሩ።

ኤፍ ቢ ኣይ