ምርመራ ደም ሕማም ካንሰር ንምፍላጥ

ምርመራ ደም ብምክያድ ኣብ ደምና ካንሰር ኣሎ’ዶ የለን ምፍላጥ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።

ተመራመርቲ ሆንግ ኮንግ ኣብ እዋን ምርመራ ደም ባዮ ፒሲስ ዝተብሃለ ፈሳሲ ብምውፃእ ኣብ ሰብነትና ካንሰር ምህላዩን ዘይምህላዩን ንምፍላይ ዘካየድዎ ፈተነ ተስፋ ዝህብ ውፅኢት ምርካቦም ተሓቢሩ።

ዶኳትር ሆንግ ኮንግ እዚ ዓይነት ምርመራ ኣብ ርእሲ ወይ ኽሳድ ከጋጥም ንዝኽእል ሕማም ካንሰር ንምፍላይ ዘካየድዎ ፈተነ ምንባሩ ድማ ተሓቢሩ።

እዚ ፈተነ ኢሎም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሆንግ ኮንግ በዓል ሙያ ሕክምና እንተውሓደ ሓደ ዓይነት ካንሰር ንምንፃር ዝሕግዝ’ዩ።

እዚ ፈተ ዛጊድ ኣብ አስታት 20ሽሕ ሰባት ዝተኻየደ ኾይኑ ካብዚኦም እቶም 34 እቲ ሕማም ከምዘለዎም ኣረጋጊፅና ኣለና ኢሎም።

https://news.cgtn.com/news/304d6a4d79557a6333566d54/share_p.html